About us
እንታይ ንዓይነት ስራሕ ንሰርሕ?
ንሕና ንምዕባለ ማሕበረሰብና ንሰርሕ። ፍልጠት ኣብ መንጎ ሰባት ድልድል ከም ዝፈጥርን ኣብ ህይወትና ድማ ውሕስነት ከም ዝህብን ንኣምን። መጻሕፍቲ ብዝበለጸ ምስ ነንብብ፡ ንነገራት ብቐሊሉ ንርድኦም፡ ህይወትና ድማ ዝያዳ ትርጉም ዘለዎን ቀሊልን ይኸውን። ብመጻሕፍቲ ኣቢልና ብዘይ ምንም ክፍሊት ዓለም ብምልእታ ክንዘውር ንኽእል።
ሓደ ኣንባቢ ትዕግስቲ፡ ሓጎስን ትብዓትን ይረክብ። ዝኾነ ነገር ክህልወና እንተደሊና፡ ንባብ ልማድና ክንገብሮ ይግባእ።
ንባብ ንምንታይ የድልየና?
ናይ ግጭት ፍታሕ፡ ንግጭታት ንምፍታሕ ቀንዲ መፍትሒ ብቕዓት ዘለዎ ምርዳእን ዝተፈላለዩ ኣገባባት ምፍላጥን እዩ። እዚ ድማ ካብ መጻሕፍቲ ዝርከብ ስለ ዝኾነ፡ መዓልታዊ ንባብ የድልየና።
ፍልጠት ህይወት እዩ፡ ፍልጠት ዘይብሉ ኣእምሮ ከም ጥራዩ ዝተረፈ ገዛ እዩ። መጻሕፍቲ ካብ ጭንቀትን ጸቕጥን ናጻ ይገብሩና።
ክእለትና ንምርካብ፡ ሸቶናን ድሌትናን እንታይ ምዃኑ ንምፍላጥ ኣብ ዝተፈላለዩ መጻሕፍቲ እንረኽቦ ሓሳባት የድልየና።
ፍሉይ ኣገልግሎት ንደቅሰባት ክብርቲ ዓሚልና፡ ንዝደለኽዮ ዝኾነ ዓይነት መጽሓፍ ንምቕራብ ድልዋት ኢና። ከም ድሌትኩም ክንሰደልኩም ንኽእል ኢና። ብመንገዲ ክፍሊ ኣገልግሎት ዓማውልና (Customer Service) ተወከሱና። ንዝኾነ ሕቶታትኩም ንምላሽ ድልዋት ኢና!
Best Author
World's #1 Best-selling Books
NYT Best-selling Author
Best Author
Copies Sold
0
K+
Books
0
Awards
0
