image

ቁርበት በጊዕ ለበ

👉🏼ሰላም ወገነይ ኣብ ጥቓኻን ኣብ ከባቢኻን ምስሉይ ሰብ ኣሎዶ?

👉🏼 ፈታዊኻ ዝመስል ግን ከኣ ኣብ ዝኾነ ጸገምካ ኢዱ ዘይሕውስ, ዘጋጥመካ ግና ኩሉ ዝፈልጦን ምስ ዝኾነ ሰብ ዝውርየልካን

ፈታዊኻ ዝመስል ግን ከኣ ሽንቲ ቤት ምስ ኣተኻ ወይ ኢድካ 👉🏼ክትሕጸብ ብድድ ምስ በልካ ምሕማይ ዝጅምረካ ሰነፍ ሰብ

👉🏼ኩሉ ዘዕልሎ ኣወንታዊ ዘይኮነ

👉🏼ንእሽቶይ ሰሪሑ ወይ ንእሽቶይ ንሰብ ሓጊዙ ልዕሊ እቶም ዝሓገዙን ዝሰርሑን ኣፍልጦን ናእዳን ዝደሊ ሰብ

ሓሪሳን ጠኒሳን, ናብ ኩስቶ ከይዳ ,ናብ ኩስቶ ተመሊሱ ቀንዲ ዕላሉ

👉🏼ኣብዝኾነ ኣብ ትእከብሉ ግዜ ከመይ ጌሩ ከምዘዋርደካን ሰባት ከምዝስሕቁኻን ዝገብር

👉🏼ንሞራልካ ዝትንክፍን ርእሰ-ምትእምማንካ ከጉድም ዝደሊ

👉🏼ክሳብ ዝጥቀሙልካ ሸሓጥትን ወደስትን ዝኾኑ

👉🏼ምስ በደሉኻ ይቕረ ዘይብሉ ናርሲስት ዓይነት ጠባይ ዘሎዎም

👉🏼ትዕቢትን ድንቁርናን ሕውስውስ ዝበሎም

ኣለምቲ ክፋእ

ኩሉ ናቶም ዘበለ ዝበለጸ ዝመስሎም ዕዉራት

👊🏼ካብዞም ሰባት ብትብዓት ክትርሕቕን,ኣብ ልብኻ ዝኾነ ቦታ ከይትህቦምን ,ዝተዛረቡ እንተተዛረቡን ዝኾነ ከይስማዓካን

ትደሊዶ ?

እዛ መጽሓፍ ነዓኻ ኢያ

ኣብ ፈለግ ቤት-መጻሕፍቲ

Shopping Cart