img 0060

see less

ሕያወይቲ ሰበይቲ ንእግዛብሄር እትፈርሕን እተምልኽን ሰበይቲ ብንጽህና ምንባር እያ ትፈቱ ። ካብ ምሕፋራ ዝተላዕለ ድማ ርእሳ ትሕት ኣቢላ እያ ትኸይድ ። ንሕያወይቲ ሰበይቲ ሕያውነታ ብገጻ እዩ ዝፍለጥ ። እዛ ከምዚ ዝበለት ሰነይቲ ሕያወይቲ እያ ትባሂላ ድማ ትምስገን ። ሕያወይትን ጽብቕ ጠባይ ዘለዋን ሰበይት ብእግዛብሄርን ሰብን ጽብቅ ዕድል ኣለዋ ። ሕያወይቲ ሰበይቲ ናይ እግዚኣቢሄር ዕድል ኣልዋ

see less Read More »

image

ቁርበት በጊዕ ለበ

ሰላም ወገነይ ኣብ ጥቓኻን ኣብ ከባቢኻን ምስሉይ ሰብ ኣሎዶ? ፈታዊኻ ዝመስል ግን ከኣ ኣብ ዝኾነ ጸገምካ ኢዱ ዘይሕውስ, ዘጋጥመካ ግና ኩሉ ዝፈልጦን ምስ ዝኾነ ሰብ ዝውርየልካን ፈታዊኻ ዝመስል ግን ከኣ ሽንቲ ቤት ምስ ኣተኻ ወይ ኢድካ ክትሕጸብ ብድድ ምስ በልካ ምሕማይ ዝጅምረካ ሰነፍ ሰብ ኩሉ ዘዕልሎ ኣወንታዊ ዘይኮነ ንእሽቶይ ሰሪሑ ወይ ንእሽቶይ ንሰብ ሓጊዙ ልዕሊ

ቁርበት በጊዕ ለበ Read More »

image

ታ ጥበበኛ ኣደ!

ኣብ ሓደ ዓዲ ሓንቲ ጥበበኛ ግን ዘይተማህረት ሰበይቲ ነበረት። ደቃ ድማ ብትምህርቶም ኣዝዮም ንፋዓት ነበሩ። ሓደ ካብ ቤተሰባ ድማ ከምዚ ኢሉ ሕቶ ሓተታሕቶ ፦ ዘይተማሃርኪ ከለክስ ከመይ ገይሮም ደቅኪ ብትምህርቲ ንፋዓት ኮይኖም ኢሉ ሓተታመልሲ፦ ዝወደይ ኣነ ትምህርቲ ዘይምምሃረይ ንሱ’ዩ ጠቂምኒ ደቀይ ትምህርቲ ውዒሎም ገዛ ምስ መጹ ኣጽንዑ ኣይኮንኩን ዝብሎም ።ሕቶ፦ እንታይ ደኣ ትብልዮም ፧ ብከመይ’ከ

ታ ጥበበኛ ኣደ! Read More »

Shopping Cart